Thursday, November 26, 2020

ፋሽሽታዊያን ኣብይ ኣሕመድን ኢሳያስን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘካይድዎ ዘለው ወራር ብምድጋፍ ዩናይትድ ዓረብ ኤሜሬትስ (UAE) ተካይዶ ዘላ ደብዳብ ነፈርቲ ብምቅዋም ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ኢምባሲ እታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ተቃውሞ ሰልፊ።(TMH)

 

No comments:

Post a Comment

Note: Only a member of this blog may post a comment.