Tigray Media
- Home
- Articles of Incorporation
- SJT Bylaws
- Action Plan
- Working Document
- Minutes
- Media and Communication
- SJT Website
- SJT Facebook
- SJT Twitter Campaign
- Human Rights Violations
- Related News
- Prisoners Issues
- Abductees Issues
- Boundary Issues
- SJT Petitions
- Events
- Letters
- Documentary Videos
- Peace & Justice Issues
- Biases Against Tigreans
- PM vs. Tigray
- Articles
- Urgent Messages
- Media Biases
- Interviews
- Statements/መግለፂ
- Human Rights Reports
- Mekete COIVID-19 Tigray
- Disclaimer
- Privacy Policy
- TMH Tv
- Tigray
- Felema ENT Link
- Digital Woyane FB
- HRLHA Facebook
- ወፍሪ ሓርነት
- GLA
- ICG
- Informative Videos
- COIVI-19 Symptoms
- Migrants Crisis
- Guidelines On Lobbying
- Tigray Press
- Contact Us
- TMMA YouTube
- Dedebit Media
- Aigaforum
- Tghat Website
- Hakfen Media
- Human Rights Watch
- ADP
- Martin Plaut News
- United Nations
- #TigrayWillPrevail
- IRROB
- Amnesty International
- ICC
- ICJ
- International Criminal Court
- Dimtsi Weyane FB
- EuroNews
- Devex News
- Geez Media FB
- CNN on Tigray
- Worldwide Protests Videos
- Rule of Law Operations
- BBC: Tigray-Crisis
- East Africa View FB
- Euro News
- TMH Facebook
- Edmond Berhane YouTube
- ATV
- The Tigray Intercept
- France 24
- UNICEF Ethiopia
- Wurayna Magazine
- OMNA Tigray News
- Tigrai Tv
- Tigrai HUB
- Geez Show
- SJT YouTube
- War on Tigray
Monday, July 19, 2021
Sunday, July 18, 2021
Thursday, July 15, 2021
Wednesday, July 14, 2021
Monday, July 12, 2021
ቦርድ ኣመራርሓ ራድዮ ወጋሕታ ትግራይ
ኲናት ኣብ ዝካየደሎም ቦታታትን ካብ ትግራይ ወፃኢ ዘሎ ትግራዋይን ልዑል ጥንቃቐ ክገብር ቦርድ ኣመራርሓ ራድዮ ወጋሕታ ትግራይ ገሊፁ።
-------------
ህዝቢ ትግራይ ብሓፈሻ ኲናት ዘርኢ ምፅናት ተኣውጅዎ ብሓደ ገፁ ኣብ ትሕቲ ግፍዕን ቃንዛን፣ ብኻልእ ገጹ ድማ ኣብ ሕራነ ዝተመልኦ ሓርነታዊ ቃልስን ይርከብ። ብስርሒት ወፍሪ ኣሉላ ኣባነጋ ዓብይ ዓወት ዝተረኽበ እኳ እንተኾነ፣ ሕዚ እውን ትግራይ ካብ ፅእቲ ናፃ ኣይወጸትን፣ እቲ ውግእ እውን ቀፂሉ ኣሎ።
ብፍላይ ኲናት ኣብ ዝካየድሎም ዘሎ ከባብታት ትግራይን፣ ካብ ትግራይ ወፃኢ ዘሎ ህዝብናን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ኣንፀላልይዎ ዝርከብ ። ዋላ እኳ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ክንዛሕ ዝፅንሐ ፅልኢ ዘበናት ዘቑፀረ እንተኾነ፣ ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ዓመት ብፍላይ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ሸሞንተ ወርሒ ድማ ኣዝዩ ገኒኑ ዝተርኣየሉ እዩ።
እቲ ቐዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ''ህዝቢ ትግራይ ደጀን ክኾነና ኣይልኣለን፣ ንሰራዊትና ብጎዞሞን መርዝን ወዲእዎ እዩ'' ኢሉ መርዚ ምስ ተፍአ ድማ ንዕኡ ተኸቲሎም ብዙሓት ሚዲያታት ውልቀን መንግስትን ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ቅሉዕ ዝኾነ ወፍሪ ዘርኢ ምፅናት የካይዱ ኣለዉ።
እቲ ዂናት ብዓወት ትግራይ እናተደፍአ ምስዝኸይድ ድማ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝካየድ ጨፍጫፍን ግፍዕን ክውስኽ ከምዝኽእል ይግመት። ድሮ እኳ በቲ ክንዛሕ ዝቐነየ ፅልእን ብሰራዊት ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ወረርቲ ናይ ምጥቃዕ ወፍርን ብዙሕ ሰብ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ቦታታትን ክእሰር፣ ክጭወ፣ ንብረቱ ክውረስን ክዓኑን ሪኢና ንዕዘብ ኣለና። ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልትታት ድማ ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ወረታን ጎንደርን ሰብና እናተቐተለ፣ ሬስኡ ኣብ መንገዲ ክጉተት ተራእዩ እዩ።
ስለዚ ኣብ ካልእ ቦታታት ኢትዮጵያ ዝርከብ ሰብና ልዑል ጥንቓቐ ክገብር፣ ካብ ገዛ ከይወፅእ፣ ናብ ዝኣምኖ ሰብ ክፅጋዕ፣ ናብ ኤምባሲታት ከዕቁብ፣ ዓርሱ ዝከላኸለሉ ሜላ ከዳኒ፣ ወዘተ ክንምዕድን ክነጠንቅቕን ይግባእ ክብል ኣመራርሓ ቦርድ ራድዮ ወጋሕታ ትግራይ የተሓሳስብ። ብፍላይ ኣብ ወፃእ ዝርከብ ህዝብና ኣብቶም ካልኦት ቦታታት ኢትዮጵያ ስልክን ኢንተርኔትን ይሰርሕ ስለዘሎ ብዝተኻእሎ ኹሉ እናደወለን እናፅሓፈን ከጠንቅቕ ራድዮ ወጋሕታ ትግራይ ይፅውዕ።
ውግእ ይካየደሎም ካብ ዘለዉ ከባብታት ትግራይ ክመዛበል ዝኽእል ሰብና ድማ እቲ ብተነፃፃሪ ኣብ ሓራ መሬት ትግራይ ዘሎ ህዝብና እቲ ዝተለመደ ሓገዙ ክገብረሎም ቦርድ ኣመራርሓ ራድዮ ወጋሕታ ትግራይ ይሓትት።
ብዛዕባ እቲ ኣብ ህዝብና ዝበፅሕ ዘሎ ግፍዕን ክበፅሕ ዝግመትን ሓደጋ ኣመልኪቱ ድማ መንግስቲ ትግራይ፣ ፖለቲካዊ ውዳበታት ትግራይ፣ ሓፋሽ ማሕበራት፣ ትካላትን ማሕበራትን ዲያስፖራ ተጋሩ፣ ምሁራንን ሚዲያታትን ተጋሩ ንማሕበራሰብ ዓለም ብሓፈሻ፣ ንዓለምለኻዊ ትካላትን ሚዲያታትን ድማ ብፍሉይ ቅሉዕ ደብዳበታት ብምልኣኽን ፃውዒት ብምቕራብን ወዓል ሕደር ብዘየብሉ ፍጥነት ከፍልጡ ይግባእ ክብል ሓቢሩ።
ቦርድ ኣመራርሓ ራድዮ ወጋሕታ ትግራይ
ዋሽንግተን ዲሲ፣ ኣሜሪካ
05 ሓምለ 2013 ዓ/ም
Sunday, July 11, 2021
Saturday, July 10, 2021
Thursday, July 8, 2021
Tuesday, July 6, 2021
Read out of Secretary Blinken’s call today with Prime Minister Abiy Ahmed
Read out of Secretary Blinken’s call today with Prime Minister Abiy Ahmed
Office of the Spokesperson
The following is attributable to Spokesperson Ned Price:
Secretary of State Antony J. Blinken spoke with Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed today. The Secretary stressed the need for all parties to the conflict to commit to an immediate, indefinite, negotiated ceasefire. The Secretary condemned the destruction of bridges into Tigray and other impediments to access. Secretary Blinken urged Prime Minister Abiy to commit to the steps outlined in the United Nations Security Council on July 2, including the complete withdrawal of Eritrean and Amhara forces from Tigray; full, safe, and unhindered humanitarian access to populations in need; the establishment of a transparent process to hold accountable those responsible for human rights abuses and atrocities; and an affirmation that neither the internal nor external borders of Ethiopia will be changed by force or in contravention of the constitution. In addition, the Secretary emphasized the urgency of holding an inclusive political dialogue to begin the difficult work of forging a lasting resolution to the country’s ethnic and political divisions.